1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ
2 ተጫቲ መኸበሪ ጨረታ ናይቲ ክፍሊት መአዘዚ ወይ ድማ ስፒኦ 50,000.00 ቅርሺ ንዝወዳደሩ ናይ ኣቅሓ ዓይነት ከተሓሕዙ ይግባእ
3 እቲ ጨረታ 18/01/2013 ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ ዕለት 19/01/2013ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
4 ሰነድ ጨረታ እቲ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ካብ መስፍን ቤት ፅሕፈት መቐለ ብኣካል ብምምፃእ ምዉሳድ ይክእሉ
5 እቲ ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ መቐለ-0344407374/09 14 74 85 14 / ኣ.ኣ 01 14 70 83 65/0 9 14 72 65 41
መመለስ