ኤጄንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ንኤጄንሲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ መኪና ጎማን ፣ ካላማዳርያን ፣ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መስከረም 12, 2013 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ መስከረም 14, 2013 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ መስከረም 14, 2013 03:32 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድ በቲ ዘርፊ ዘለኩም፣ ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅርን ፣

2 ኣብ ናይ መንግስቲ ንምዉድዳር መቅረባይነት ሰርትፊኬት ዘለዎም

3 ተወዳደርቲ ናይ ትካልኩም ማህተምን ፌርማን ዘለዎ

4 ፕሮፎርማ ካብ 11/01/2013 ክሳብ 13/01/2013ናይ ምሸት ሰዓት 11፡30 ናይ ስራሕ ሰዓት ኣብ ዘሎ ግዜ ተቅርቡ ትክእሉ

5 ፕሮፎርማ ዕለት 14/01/2013ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት

6 እዚ ፕሮፎርማ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 41 50 92

መመለስ
የጨረታ ምድብ