ወረዳ ራያ ዓዞቦ ቤት ፍርዲ ናይ ሕትመት ኣቅሑት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ዝተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መስከረም 8, 2013 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ መስከረም 11, 2013 08:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: ራያ ዓዘቦ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ መስከረም 11, 2013 08:02 ከሰአት
  • ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፈቃድ ዘሐደስኩም

2 ቲን ናምበር ፎቶ ኮፒ

3 መቕረባይነት ተመዝጋቢ ምኻኑ

4 ምስ አሸናፊኩም ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል

5 ቫት ተመዝገብቲ እንተኾይኖም ምስ ቫቱ ሓዊሲኩም ክትመልኡ ኣለኩም

6 ፕሮፎርማ ዝፀንሓሉ እዋን ካብ ዕለት 07/01/2013ዓ/ም ክሳብ 11/01/2013ዓ/ም

7 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 11/01/2013ዓ/ም ሰዓት 8፡00

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 46 64 02 53/09 52 68 55 80 / 09 12 70 97 75

መመለስ
የጨረታ ምድብ