ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ፅገና /ጋራዥ/ ክተወዳድር ስለ ዝደለየት ፡-
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መስከረም 8, 2013 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ መስከረም 19, 2013 06:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ መስከረም 19, 2013 08:30 ከሰአት
  • ፅገና ተሽከርካሪ/
  • Print
  • Pdf

1 ናይዚ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን

2 ናይ ጨረታ ሰነድ ብር 50 ክዕድግ ዝኽእል

3 ናይ ዘእተዎ ዋጋ 2% ብ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል ተጫረቲ ጋራዥ እንተነኣሰ ደረጃ 4ን ልዕሊኡን

4 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 07/01/2013ዓ/ም ዓ/ም እስካብ 19/01/2013ዓ/ም ይከዉን

5 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 19/01/2013ዓ/ም ልክዕ ሰዓት6፡00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

6 ቫት ተመዝገብቲ ዝኾነ

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መመራፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

መመለስ
የጨረታ ምድብ