ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ናይ ሰርትፊኬት ሕትመት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክሳብ ሰነ 30/2013 ንሓደ ዓመት ዉዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መስከረም 7, 2013 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ መስከረም 8, 2013 04:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ መስከረም 8, 2013 09:00 ከሰአት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ሕጋዊ ንገዲ ፍቃድ በቲ ዘርፊ ዘለዎ

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን ዘለኩም

4 ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት ክቕርብ ዝክእል

5 ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኩምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኻንኩም እናገለፅና መወዳደሪኩም ሽም ፣ ኣድራሻ ፣ ናይ ትካልኩም ማህተም ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 06/01/2013ዓ/ም ክሳብ 08/01/2013ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ክተቕርቡ ትክእሉ

6 እቲ ፕሮፎርማ ብዕለት 08/01/2013ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተዓፅዩ ሰዓት 5፡00 ይኽፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 65 70

መመለስ
የጨረታ ምድብ