- ተጫረቲ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ 10 ለካቲት 2008 ዓም ክሳብ 28 ለካቲት 2008 ዓም ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳ መኾኒ ምዕዳግ ትክእሉ
- ኣብዚ ጨረታ ክወዳደሩ ዝደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ከማልእዎም ዘለዎም ረቀሕታት
- ሕጋዉ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም ምስክር ወረቀት መቅረባይነትን ናይ ወርሒ ታሕሳስ ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
- መከበሪ ጨረታ ንነፍስወከፍ ሰነድ ጨረታ 3000 ቅርሺ ብሲፒኦ ከትሕዙÂ ዝክእሉ
- ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑ
- ሰዓራይ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ ናብቲ ቤት ፅሕፈት የቅርብ
- ተጫራታይ ምስÂ ሰዓረ እንተዘይተስማዕሚዑ ዘትሐዞ ገንዘብ አይምለስን
- ጨረታ 28 የካቲት 2008 ዓም ሰዓት 8፡00 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8፡30 ድሕሪ ቀተሪ ይክፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0347770419 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል
መመለስ