ኣብ መንጎ ናይ አፈፃፅማ ክትዕ ጉዳይ አመልክቱ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መስከረም 7, 2013 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 17, 2013 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ጥቅምቲ 17, 2013 06:00 ጥዋት
  • ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ/
  • Print
  • Pdf

ብሽም ኣፈ/ተከሳ ኣይተ ደስታ ገ/ኪዳን ሓጎስ ዝፈለጥ ቦታን ኣብ ክ/ከተማ ሓወልቲ ዝርከብ መዋሰኒኡ ብምብራቅ   ብምዕራብ መንገዲ ብሰሜን ብደቡብ ስፍሓቱ 175 ካ/ሜትር ኮይኑ ብመበገሲ ዋጋ ብር 10498/17.12/ ሓደ ሚሊዮንን ኣርባዓንን ትሽዓንተን ሽሕን ሽድሽተ ሚኢትን ሰብዓንን ሸዉዓተ ቅርሺ ነጥቢ ዓሰርተ ክልተ ሳንቲም/ ኮይኑ ቤት ፍርዲ ክጫረት ስለዝኣዘዘ ጨረታ ዝካየደሉ ዕለት ድማ 17/02/2013ዓ/ም ካብ ሰዓት 3፡00 ክሳብ 6፡00 ኮይኑ ኣካል እንተሃልዩ ኣብቲ ዝተጠቀሰ ግዜን ቦታ ተተረኪቦም ንክጫረቱን ሰዓራይ ጨረታ ድማ 25% ከትሕዝ ዝክእልን  እተ ዝተረፈ ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ ጠቅሊሉ ክከፍል ዝክእል ምኻኑ ሓወልቲ ቤት ፍርዲ ኣፍሊጡ

መመለስ
የጨረታ ምድብ