ማእኸል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ናዉቲ መድሓኒት ናይ እንስሳት ብምልክታ ፕሮፎርማ አወዳሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መስከረም 6, 2013 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ መስከረም 8, 2013 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ መስከረም 8, 2013 03:30 ጥዋት
  • ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘዘለዎ

2 ናይ ግብሪ ኸፋሊ መለለይ ቁፅሪ ቲን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

3 ሕጋዊ ደረሰኝ ከቅርብ ዝክእል

4 እዚ ፕሮፎማ ዕለት 08/01/2013ዓ/ም ናይ ሰዓት 03፡00 ተዓፅዩ 03፡30 ኣብ ማእኸል ኢቨስትመንት ቃላሚኖ ይክፈት

5 ማእኸል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

6 ንተወሳኺ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 03 48 99 04 23

መመለስ
የጨረታ ምድብ