ቢሮ ሲቨለ ሰርቪስ ክ/ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዳይሪክተር ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓም ናይ መኪና ጎማን መለዋወጢ ኣቅሑትን ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መስከረም 5, 2013 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ መስከረም 7, 2013 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ መስከረም 7, 2013 09:00 ከሰአት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ዘለኩም ከምእዉን በቲ ሓዱሽ ናይ መቅረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገብኩምን ምካንኩም መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ክተቅረቡ እትክእሉ

2 ተጫረቲ ቢሮና ብዝቀመጦ ዝርዝር መግለፂ መሰረት ናይ ዋጋ መግለፂእኩም ብሽምዒ ዝተአሸገ ኢንቨሎፕ ካብ ዕለት 04/01/2013ዓም ክሳብ 07/01/2013 ዓም ሰዓት 8:30 ኣብ ዘሎ ጊዜ ናብ ቢሮ ሲቪል ሰርቪስ ትግራይ ወይዘር ህንፃ 2ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 008 ኣታዊ ትገብሩ ትክእሉ

3 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ዕለት 07/01/2013 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:00 ኣብ ቢሮ ሲቪል ሰርቪስ ክልል ትገራይ ወይዘር ህነፃ 2ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 008 ይከፈት

4 ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስቁ 03 44 40 24 31

መመለስ
የጨረታ ምድብ