ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዮን ማሕበር ናይ ሰራሕተኛታት ጫማን ካልስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ክትጫረቱ እትደልዩ እዚ ዝስዕብ ረቃሒ ተማልኡ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኻንኹም ንገልፅ፡፡
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጳጉሜን 5, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ መስከረም 11, 2013 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:2%
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ መስከረም 11, 2013 03:30 ጥዋት
  • ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ቫት ወይ ቲኦቲ ዝተመዝገብኩም ምዃንኩም ዝገልፅ መረዳታ ክተቅርቡ ትኽእሉ ፤

2 ተጫረቲ ካብ ዘቕረቦ ጠቕላላ ዋጋ 2% ናይ ጨረታ ዉሕስና መኸበሪ ሕጋዉነቱ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ጥራሕ ከትሕዝ ዝኽእል ካብ 2% ዝነኣሰ ዘትሐዘ ተጫራታይ ካብ ጨረታ ይስረዝ

4 ዝርዝር ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 02/13/2012 ዓ /ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት11/01/2013ዓ/ም ኣብ ዋና ቢሮ ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዩን ማሕበር ቤት ፅሕፈት 4ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 409 ኣድላይ መረዳታት ብምሓዝ ዘይምለስ ብር 100 ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ክወስዱ ይክእሉ እዩም

5 ናይ ጨረታ ደክሜንት ብፖስታ ብዝተዓሸገ ናብ ጨረታ ሳንዱቕ አታዊ ዝገብረሉ እዚ ምልክታ ካብ ዘወፀሉ ዕለት02/13/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 11/01/2013ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 3፡00 ኣብ ዘሎ ግዜ ይኸዉን

6 እቲ ጨረታ ዕለት 11/01/2013 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3:30 ናይ ንጉሆ ኣብ ዋና ቢሮ ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክሰዩን ማሕበር ኣብ ይከፈት

7ሰዓራይ ጨረታ ነቲ ዝሰዓሮ ንብረት 10% መኸበሪ ጨረታ ከትሕዝ ዝክእል

8 ጨረታ ሰዓራይ ዉፅኢት ምስተገለፀ ኣብ ዉሽጢ5መዓልቲዉዕሊ ኣሲሩ

9 እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብኽፋል ወይድማ ብሙሉአ ናይ ምስራዝ መብቱ ዝተሐለወ እዩ፡፡

10 ተወሳኪ ሓበሬታ እንተደሊኩም ኣብ ዋና ቢሮ ደደቢት ትካል ልቃሕ ዕቃርን ኣክስዮን ማሕበር ዝርክብ ሳልሳይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 11 ብምቅራብ ወይ ድማ ብስልኪ ቁፅሪ 0342-400014 ብምድዋል ምርካብ ይከኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ