ኣብ ማኣድንን ኢነርጅን ኤጀንሲ ክልል ትግራይ ባዩ ጋዝ ፕሮግራም መተሓባበሪ ዩኒት ንግልጋሎት ዝዉዕል ናይ LAN 25 ቶዮታ ፒክ ኣፕ ስፔር ክንገዝእ ስለዝደለና ስለዚ እዞም ትሕት ኢሎም ዝተጠቐሱ ሮቑሓታት ተማልኡ ተጫረቲ ንክትጫረቱ ብኽብሪ ንዕድም::
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጳጉሜን 4, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ መስከረም 13, 2013 04:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:5000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:30.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ መስከረም 13, 2013 09:00 ከሰአት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2012 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱ:ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ዘለዎም፣ ቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑን

2 መቕረባይነት ፍቓድ ዘሐደሱ::

3 መኸበሪ ጨረታ 5000.00 ብ ሲ.ፒ.ኦ መልክዕ ከትሕዝ ዝክእል

4 ተጫረቲ ዘይምለስ ብር 30 እናኸፈሉ ናይ ጨረታ ሰነድ መረዳእታ ካብ ቢሮ ቑፅሪ 215 ክወስዱ ይኽእሉ::

5 ተጫረቲ ሰነድ ጨረቶም ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ አብ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ህንፃ ቢሮ ቁፅሪ 215 ንዕኡ ተባሂሉ አብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ምእታዉ ይኽእሉ::

6 ተጫረቲ ኣብ ዘቕርብዎ ዶክሜንት ሽሞም ማሕተሞም ኣድራሻኦምን ፌርማን ክህልዎ አለዎ

7 ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 03/13/2012 ይኸዉን::

8 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዐለት 13/ 01/ 2013 ሰዓት 4:30 ይኸዉን::

9 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 13/ 01/ 2013 ሰዓት 9:00 ይኸዉን::

10 ጨረታ ኣብ ዝክፈተሉ ዕለትን ሰዓትን ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ኸዓ ሕጋዊ ወኪሎም እንተተረረኸቡ ይምርፅ እንተዘይኮይኑ ግን እቲ ጨረታ ካብ ምኽፋት ኣይተአጎጎልን::

11 በቲ ጨረታ ዝተሰዓሩ መቕረብቲ ወይ ግልጋሎት ወሃብቲ ጨረታ ኣናሊስስ ምስ ተወደአ ሰዓራይ ተፈሊጡ ዉዕል አሰረ 10 % ፐርፎርማንስ ቦንድ ምስቐረበ ዘትሓዝዎ ናይ ጨረታ መኽበሪ ይምለሰሎም::

12 እቲ ፕሮግራም ዝሓሸ መማረፂ እንትዳኣረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344409201 / 0344402088 ምድዋል ይኽእሉ::

መመለስ
የጨረታ ምድብ