ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ ወጅራት ኣብ በጀት 2013ዓ/ም ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኣናእሽተይ ኣቅሑት ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ፈርኒቸር ፣ ፅሬት ኣቅሑት ፣ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ

1 በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩምን

2 ናይ 2012 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዘሐስኩም

3 ናይ 2012 ዓም ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት መስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእል

4 ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ ዘለኩም :

5 ኩሉ ፋይናንሻል ጨረታ ቅደሕን ዋናን ኣብ ዝተዓሸገ ፖስታ ክቀርብ ዝክእል

6 ተጫረታ ንመክበሪ ጨረታ ንሕድሕድ 5000 ቅርሺ ብባንኪ ዝተረጋጊፁ ስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዝብ ከትሕዝ ዝክእል

7 ድሕሪ ቅሬታ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ሰዓራይ ኣካል ጨረታ ካብ ዝሰዓረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲታት ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

8 ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ እንተሃለዉ ካብ ጨረታ ወፃኢ ይከዉን

9 ሰነድጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ወረዳ ሕንጣሎ ቢሮ ቁፅሪ 10  ካብ 03/13/2012ዓ/ም ክሳብ 14/01/2013 ምዉሳድ ይካኣል  ከምእዉን 50 ቅርሺብምክፋል ሰነድ ጨረታ ዝርዝር ዝሐዘ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ፋይናንስ ኬዝ ቲም ዕደጋ ቁፅሪ 8 ምዉሳድ ትክእሉ

10ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሕሉ ግዘ 60 መዓልቲ ክፀንሕ ከም ዝክእል ክንገልፅ ንፈቱ

11 እቲ ጨረታ  ዕለት 14/01/2013 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ተጫረቲ ብዘይምርካብም ከይዲ ጨረታ ኣይተኣጎጎልን

12 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ አማራፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪሓበሬታብስልኪቁፅሪ 03 44 37 02 46/ 03 44 37 61 95 /09 40 96 40 83 ደዊልኩም ምሕታትትክእሉ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s