ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ንናይ መኪና መፀገኒ ዝኾዉን ጋረዥ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ክፀግን ንደሊ፡፡
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጳጉሜን 3, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ መስከረም 11, 2013 05:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:50,000
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ መስከረም 11, 2013 05:30 ጥዋት
  • ፅገና ተሽከርካሪ/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ፣ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ወረቀት ምስክር ዘለኩም፤ መቅረባይነትን ወረቀት ምስክር ዘለኩም፤

2 ተጫረቲ ብናይ ባዕሉ ዘርፊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎ ክከዉን ይግባእ

3 ተጫረቲ ካብ ዝምልከቶ 3ይ ደረጃ ልዕሊኡን መረዳእታ ከቕርቡ ዝክእሉ

4 ተወሳኺ እሴት ታክስ ምዝጉባት ዝኾኑን ናይ ወርሒ ሰነ 2012ዓ/ም ሒሳብ ዘወራረድሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል፤ ተጫረቲ ዘቅርብዎ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝሓወሰ ክኮዉን ኣለዎ

5 መኸበሪ ጨረታ ፣ ንናይ መኪና ፅገና ጋራዥ 50,000.00 ቅርሺ ፣ ብጥረገንዘብ ወይ ብሲፒኦ ከትሕዝ ኣለዎ።

6 ሰነድ ዝሽየጠሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ከ/ስ /ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳር ንብረትን ኮይኑ ካብ 02/13/2012ዓ/ም ናይ ሰነድ ዋጋ 50.00 ጥራሕ ቅርሺ ይኸውን።

7 ዋጋ ን45 መዓልቲታት ፀኒዑ ይፀንሕ

8 ጨረታ ዝዕፀወሉ 11/01/2013 ዓ/ም ኮይኑ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 5:00 ተዓፅዩ በቲ ተጠቂሱ ዘሎ ዕለት ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 5:30 ይክፈት።

9እቲ ቤት ፅሕፈት ካሊእ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

መብርሂ ንተወሳኪ ሐበሬታ ብ 09 43 40  00 33ብምድዋል ምሕታት ይከኣል።

መመለስ
የጨረታ ምድብ