ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምም/ር ፋይናንስ ወ/ራ/ጨርጨርን ን ቤት ፅሕፈት ጥዕና ወረዳ ራያ ጨርጨርን ናይ መኪና ኣቅሑ ክጫርት ስለዝደለየ እዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ነጋዶ እዚ ናይ ዕደጋ ፕሮፎርማ ሰነድ ክተማልኡ ንላቦ
  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ነሓሰ 30, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ 5, 2012 04:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ 5, 2012 05:00 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • Print
  • Pdf

1ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ

2 መፍለዩ ቲን ናምበር ዘለዎ

3 በቲ ሓድሽ መቕረባይነት ዝተመዝገበ

4 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 05/13/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡30 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ሰዓት 5፡00 ይኽዉን

መመለስ
የጨረታ ምድብ