ንኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ፣ናይ መኪና ጎማ ፣ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ነሓሰ 29, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ መስከረም 8, 2013 08:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:5000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ መስከረም 8, 2013 08:30 ከሰአት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • Print
  • Pdf

1 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነ ናይ ወርሒ ለካቲት 2012ዓ/ም ሒሳብ ዘወራረደሉ መረዳእታ ዘቅርብ

2 ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘቅርቡ

3 ናይ መቅረባይነት ግልጋሎት ወሃባይነት ፍቃድ ዘለዎን ዘቅርብ

4 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ዘለኩም

5 መኸበሪ ጨረታ ናይ መኪና ጎማ  5000 ቅርሺ ፣ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ምስ መረዳእታ ጨረታ ብዝተዓሸጉ ፖስታ አተሓሒዞም ከቅርቡ ኣለዎም

6 ተወዳደርቲ ንዝሰዓርዎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሮም ብናይ ባልሎም መጓዓዝያ ናብ ትካልና ዘቅርቡ

7 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 28/12/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 08/12/2013ዓ/ም ሰዓት8፡00 ቀትሪ ኣብ ዘሎ ግዜ ኣብ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ዝክእሉ ኮይኖም ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ን 30 መዓልታት ይከዉን

9 ኮምሽና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 65 77

መመለስ
የጨረታ ምድብ