ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት እናሃባ ዝርከባ ተሽከርከርቲ ዝጥቀማሉ ጎሚስታ ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ዓመታዊ ዉዕሊ ክኣስር ስለዝደለየ ሕጋዉያን መቕረብቲ ዝኾንኩም በዚ ዝስዕብ ነፃላ ዋጋ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ነሓሰ 29, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ጳጉሜን 2, 2012 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ጳጉሜን 2, 2012 04:30 ጥዋት
  • ፅገና ተሽከርካሪ/
  • Print
  • Pdf

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ዘለዎን ናይ ዘመኑ ዘሐደሰን

2 ናይ ግብሪ ኸፋሊ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ዘለዎ

3 ኣብ መቕረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገበን ምካኑ ዝተሓደሰ ሰርተፊኬት ዘቅርብ

4 ናይ ቫት ትኦቲ ተመዝጋቢ ተኮይኑ ኣብ ዝመልኦ ዋጋ ቫት ሓዊሱ ክመልእ ኣለዎ

5 ፕሮፎርማ ጨረታ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሓሉ ካብ 27/12/2012ዓ/ም ክሳብ 02/13/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኮይኑ ዕለት 02/13/2012ዓ/ም 4፡30 ተጫቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ብዘለዎ ይኽፈት ተጫረቲ ብዘይ ምርካቦም ከይዲ ጨረታ ኣይተኣጋጎልን

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 10 99

መመለስ
የጨረታ ምድብ