ትካል ፋብሪካ ሲሚንቶ መሶቦ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ኣብ ዉሽጢ እቲ ፋብሪካ ካብ ዝርከብ ሽቃቅ ረሳሕ ፈሳሲ ኣምጢጡ ከተማ ቤት መዘጋጃ ኣብ ዘዳለዎ ቦታ ከፍስስ ስለ ዝደሊ ካብ ኣጎልግሎት ወሃብቲ ትካላት ዉዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ነሓሰ 28, 2012 (ከ 3 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ መስከረም 6, 2013 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:5000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ መስከረም 6, 2013 04:15 ጥዋት
  • ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ፣ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡሉ ኣብ ዉሽጢ ቓቕሜን ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ኩነታት ተሽከርከርቲ ድሕንንተት ዘተኣማምና ኮይነን እንተናኣሰ 2011ዓ/ም ዝኮና ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ረሳሕ ፈሳሲ ናይ ምምጣጥ ዓቅሚ 15 ሜትር ኪብ ካብኡ ንላዕሊ ከምዘለዎን መረጋገፂ ሊብሬ

4 ብናይ ረሳሕ ፈሳሲ ካብ ዝተፈለጡ ትካላት ተናአሰ ናይ 5ተ ዓመት ስራሕ ልምዲ ከቅርቡ ዝክእሉ

5 ናይ ሜትር ኩብ ዋጋ ከቅርቡ ዝክእሉን ኣብ ዝተፀዉዕዎ ዕለትን ሰዓትን ኣክቢሮም ብቅልጡፍ ከልዕሉ ዝክእሉ

6 መኸበሪ ዉሕስና ጨረታ 5,000.00 ቅርሺ ብስፒኦ ከትሕዙ ኣሎዎም

7 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ኣብ ሒሳብ ክፍሊ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ

8ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስታ ኣብ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሶቦ መምርሒ ዕደጋን ቀረብን ከቅርቡ ይክእሉ

9 እቲ ጨረታ 06/01/2013ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡00 ንጉሆ ተዓፅዩ ተጨረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ብተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4፡15 ረፋድ ይክፈት

10 ፋብሪካ ሲሚንቶ መሶቦ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 58 06/ 03 48 40 03 62

መመለስ
የጨረታ ምድብ