ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ቤት ፅሕፈት ጥዕና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ነሓሰ 27, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ነሓሰ 29, 2012 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ነሓሰ 29, 2012 03:02 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • Print
  • Pdf

1 ማህተም ዝዓረፎ ፖስታ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ክሳብ ዕለት 29/12/2012ዓ/ም ሰዓት 03፡00

3 ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ግብሩ ዝከፈሉን ንግዲ ፍቃድ ዝሓደሰን መቕረባይነት ቲን ቁፅሪ መረዳእታ ከቕርቡ አለዎም

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ 29/12/ 2012ዓ/ም ሰዓት 03፡00

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 42 40 51 2

መመለስ
የጨረታ ምድብ