ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ሽንቲ ቤት ኣቅሑት ፣ ናይ ሻዉር ኣቅሑትን ናይ ፋዉንቴን ኣቅሑትን ዘስተኻኽል፣ ዘዕርን ዝገጣጥምን በዓል ሞያ ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ክትስርሕ ትደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ነሓሰ 15, 2012 (ከ 3 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ነሓሰ 19, 2012 08:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ነሓሰ 19, 2012 08:30 ከሰአት
  • ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ

2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መፍለይ ቁፅሪ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ናይ መቅረባይነት ምዝገባ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

4 እቲ ፕሮፎርማ 19/12/2012 ዓም ሰዓት 8፡00 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ኣብ ኩሎም ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰላ ዝተሓለ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344 40 69 44

መመለስ
የጨረታ ምድብ