ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ነሓሰ 13, 2012 (ከ 3 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ቀዳም ነሓሰ 16, 2012 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ቀዳም ነሓሰ 16, 2012 03:02 ጥዋት
  • ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም

2 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

3 ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል

4 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 12/12/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 15/12/2012ዓ/ም  ተዓፅዩ ዕለት 16/12/2012 ሰዓት03፡00 ይኽፈት

5 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 4440 47 15

መመለስ
የጨረታ ምድብ