ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘረ ናይ መኪና ስፔር መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ነሓሰ 13, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ነሓሰ 18, 2012 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ነሓሰ 18, 2012 03:30 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • Print
  • Pdf

1 ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ ናይ መቅረባይነት ቲን ከቅርብ ዝኽአል

2 ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 12/12/2012 ዓ/ም እስካብ 18/12/2012 ዓ/ም ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ መዓልቲ ምዉሳድ ይካኣል

3 በፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 18/12/2012 ሰዓት 03፡00

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 18/12/2012 ሰዓት 03፡30

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-44-41-76-37/03 44 41 01 59ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ