ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ነሓሰ 6, 2012 (ከ 3 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ነሓሰ 8, 2012 10:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ነሓሰ 8, 2012 11:00 ከሰአት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም

2 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

3 ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል

4 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 06/12/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 08/12/2012ዓ/ም ሰዓት 10፡30 ዝፀንሕ ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት11፡00 ይኽፈት

5 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 47 15

መመለስ
የጨረታ ምድብ