ዉቕሮ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ደ/ከ/ስ/ዕዳ/ፋይ/ንብ/ምም/ርን ኣብ ሆስፒታልና ዝርከባ ኣናእሽተይ መካይን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መቀያየሪ ኣቅሑት /ስፔር/ ኣወዳዲሩ ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ነሓሰ 4, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ነሓሰ 6, 2012 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ነሓሰ 6, 2012 04:30 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • Print
  • Pdf

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር መቅረባይነትን

2 እዚ ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ሎሚ ዕለት 04/12/2012ዓ/ም እስካብ 06/12/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅድሚ ሰዓት ተመሊኢ ዝቀርቡ ኮይኑ ዝክፈተሉ ዕለት 06/12/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይኸዉን

3 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 43 00 57

መመለስ
የጨረታ ምድብ