ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣብ ዙርያ ባህልን ረብሕኡን ዝገበሮም መፅናዕቲ ብመፅሄት ከሐትም ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ነሓሰ 4, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ነሓሰ 7, 2012 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ነሓሰ 7, 2012 03:30 ጥዋት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝከፈሉን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን ናይ መቅረባይ መፍለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር፣ ናይ መቕረባይ ምስክር ወረቐት መረጋገፂ ዘቅርብ ፣

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ዝርዝር ኣቅሓ ካብ ዕለት 04/12/2012ዓም ጀሚሩ ምዉሳድ ይከኣል

3 እቲ ፕሮፎርማ ክሳብ ዕለት 07/12/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ናይ ንጉሆ ኣታዊ ይከዉን

4 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 07/12/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት

5 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬተ ስልኪ ቁፅሪ 0344 40 01 77

መመለስ
የጨረታ ምድብ