ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረትን ምምሕዳርን ንቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኻይን ጎማ ስራሕቲ /ናይ ጎሚስታ ስራሕቲ/ ብፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ንሓደ ዓመትን ከምኩነታቱ ዝናዋሕን ዝቖረፅን ዉዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ነሓሰ 4, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ነሓሰ 12, 2012 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ነሓሰ 12, 2012 08:30 ከሰአት
  • ፅገና ተሽከርካሪ/
  • Print
  • Pdf

1 ዝተሓደሰ ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ፣ መቕረባይነትን ቲን ናምበርን ሰለስቲዙ ፎቶ ኮፒ ምስ ዝቀርብ ናይ ዋጋ መግዝኢ ብምትሕሓዝ መሊኢኩም ብፖስታ ኣሺግኩም  ክሳብ12/12/2012ዓ/ም ሰዓት 04፡00ናብ ቁፅሪ ክፍሊ 3-18 ምቅራብ ይግባእ ዝቀረበ ፕሮፎርማ ዕለት 12/12/2012ዓ/ም ሰዓት 08፡30 ዝኽፈት ምኻኑ ንገልፅ

2 እቲ ዝቀርብ ኣቅሓ በቲ ዝተጠቀሰ ስፔስፊኬሽን መሰረት ኦርጅናል ክኮዉን ኣለዎ

3 ንተወሳኪ ሐበሬታ 03 44 40 64 51

መመለስ
የጨረታ ምድብ