ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ናይ ሆስፒታልና ሽንት ቤት ብጨረታ አወዳዲሩ ከምጥጥ የደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ነሓሰ 2, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ነሓሰ 13, 2012 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:30.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ነሓሰ 13, 2012 04:30 ጥዋት
  • ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/
  • Print
  • Pdf

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈለን

2 ቲን መፍለይ ቁፅሪ ዘለዎን

3 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም

4 ጨረታ መኸበሪ 3000 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእልን

5 ጨረታ ሰነድ 30 ብር ብምክፋል ካብ መቐለ ጥዕና ቢሮ ትወስዱ እትክእሉ ምካንኩም ንገልፅ

6 2 ሚኢታዊ ዊዝ ሆልዲንግ ክከፍል ዝክእሉ

7 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ እዋን ዕለት ካብ 13/11/2012ዓ/ም ስካብ 13/12/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ይከዉን

8 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 13/12/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 እንትከዉን ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ 13/12/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ኣብ መቐለ ጥዕና ቢሮ ይኸዉን

9ጨረታ እንትክፈት ባዕሎ ወይም ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

10 ጨረታ ሰዓራይ ካብ ዝተነገሮ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

11 እቲ ስርዝ ድልዝ እንተየሃልይዎ ተቀባልነት ኣይህልዎን

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 47 57 74

መመለስ
የጨረታ ምድብ