1 ናይ2012ዓ/ም ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነት ሰርተፊኬት ቲን ናይ ቫት ምዝገባ ሰርተፊኬትን ወርሒ ቫት ዲክለሬሽን ዘቅርቡ
2 ዝተዳለወ ስፔስፊኬሽን ካብ መደበኛ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ካብ ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 30/11/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 20/12/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ንሕድሕድ ዓይነት ጨረታ ዘይምለስ ብር 50 ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል
3 ናይ ጨረታ መኸበሪ ስፒኦ 5,000.00 ብር ከትሕዝ ዝኽእል
4 እቲ ጨረታ ዕለት 20/12/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ናይ ቅድሚ ሰዓት ተዓፅዩ ዕለት 20/12/2012ዓ/ም በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለዉሉ ይኽፈት
5 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ ሓደ ኦርጅናል ሓደ ኮፒነ ነኒ በይኑ ዝተዓሸገ ከቅርብ ዝኽእል
6 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 35 65
መመለስ