ኣብ ቢሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ንቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ንምሃብ ን 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ መኪና ስፔርን ጎማን ኣጫሪቱ ንምግዛእስለዝደለየ ብዛዕባ መለክዕታት ዘማልኡ ሕጋዉያን ትካላት ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከገዝእ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ነሓሰ 1, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ነሓሰ 20, 2012 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:5000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ነሓሰ 20, 2012 03:30 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ2012ዓ/ም  ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነት ሰርተፊኬት ቲን ናይ ቫት ምዝገባ ሰርተፊኬትን ወርሒ ቫት ዲክለሬሽን ዘቅርቡ

2 ዝተዳለወ ስፔስፊኬሽን ካብ መደበኛ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ካብ ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 30/11/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 20/12/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ንሕድሕድ ዓይነት ጨረታ ዘይምለስ ብር 50 ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

3 ናይ ጨረታ መኸበሪ ስፒኦ 5,000.00 ብር ከትሕዝ ዝኽእል

4 እቲ ጨረታ ዕለት 20/12/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ናይ ቅድሚ ሰዓት ተዓፅዩ ዕለት 20/12/2012ዓ/ም በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለዉሉ ይኽፈት

5 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ ሓደ ኦርጅናል ሓደ ኮፒነ ነኒ በይኑ ዝተዓሸገ ከቅርብ ዝኽእል

6 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 35 65

መመለስ
የጨረታ ምድብ