ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ካብ ስሩዕ በጀት ን2013ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ ወረድኡ ኣብያተ ዕዮ ናይ መካይን መፀገኒ ጋራዥ፣ ናይ እስራት ቀለብን አወዳዲሩ ዓመታዊ ከፀግንን ከመግብን ይደሊ፤
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሓምለ 30, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ነሓሰ 14, 2012 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ: ፀገዴ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ነሓሰ 14, 2012 04:30 ጥዋት
  • ካፌን ሬስትራንትን/ ፅገና ተሽከርካሪ/
  • Print
  • Pdf

1 በቲ ዘፈር ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግድን መቅረባይነት ወረቀት ምስክርን ዘለኩም፤

2 ቲን ናምበር ዋናን ቅዳሕን ከቅርቡ ዝክእሉ፤ ንናይ እስራት ቀለብ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምዝጉባት ምኻን አየድልን

3 ተመዝገበቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑን ናይ ወርሒ ጉንበት2012 ዓም ወርሓዊ ሒሳብ ዝዓፀክምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

4 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ 28/11/2012 ዓ/ም ክሳብ 14/12/2012 ዓ/ም ካብ ቤት ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን  ወረዳ ፀገዴ ንሎት ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

5 ተጫረቲ ንመከበሪ ጨረታ ንሕድሕድ ሎት 3000.00 ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ወይ ካብ ሕጋዊ ባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ፤

6 ጨረታ ዝካየደሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን  ወረዳ ፀገዴ  ኮይኑናይ ጨረታ ሳንዱቅ 14/12/2012 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት፤

7 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ብዘይምርካብም ጨረታ ሰነ ስርዓት ኣይተኣጎጎልን፤

8 ተጫራታይ ሰዓራይ ኮይኑ ምስተረከበ ኣብ ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ብኣካል ብምቅራብ ዝሰዓሮ ጠቅላላ ገንዝብ 10 ሚኢታዊ ብጥረ ገንዝብ ወይ ካብ ሕጋዊ ባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ብምትሓዝ ዉዕል ኣሲሮም

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ነቲ ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፤

10 ናይ ጨረታ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ 35 መዓልቲታት ይከዉን፤

11 እቲ ቤት ፅሕፈት 20 ሚእታዊ ናይ ምዉሳክን ምቅናስን መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፤

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0914-190333 /0933 111 66 76  ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤

መመለስ
የጨረታ ምድብ