ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ዝተፈላለዩ ተሽከርከርቲ ሞተር ሳይክልን ፅገና ናይ ኢድ ዋጋ ብፕሮፎርማ ናይ በጀት 2013 ዓመት ክሳብ ሰነ 30/2013 ዉዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሓምለ 23, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ሓምለ 29, 2012 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ሓምለ 29, 2012 09:00 ከሰአት
  • ፅገና ተሽከርካሪ/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ሕጋዊ ንገዲ ፍቃድ በቲ ዘርፊ ዘለዎ

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን ዘለኩም

4 ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት ክቕርብ ዝክእል

5 ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኩምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኻንኩም እናገለፅና መወዳደሪኩም ሽም ፣ ኣድራሻ ፣ ናይ ትካልኩም ማህተም ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 23/11/2012ዓ/ም ክሳብ 29/11/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ክተቕርቡ ትክእሉ

6 እቲ ፕሮፎርማ ብዕለት 29/11/2012ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9፡00 ይኽፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 65 70

መመለስ
የጨረታ ምድብ