ቤት ማዘጋጃ ክፍለ ከተማ ሰሜን ዕደጋ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንገዝእ ስለዝደለና ንክትወዳደሩ ንዕድም ( HDIM ገመድ ካብ ኮምንፒተር ናብ ቴሌቨዥን ዘራኽብ ሜትሮ 16/
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሓምለ 23, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ሓምለ 28, 2012 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ሓምለ 28, 2012 03:02 ጥዋት
  • ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/
  • Print
  • Pdf

1 ኣብ ፕሮፎርማ ሰነድን ፖስታን ማህተም ዘለዎ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 27/11/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ከቅርቡ ኣለዎም

3 ተወዳደርቲ ንግዲ ፍቃድ ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ናይ መቅረባይነት ካርድ ዝሓደሱ መረዳእታ ዘቅርቡ ክኮኑ ኣለዎም

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 28/11/2012 ሰዓት 3፡00

መመለስ
የጨረታ ምድብ