ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ንክትጫረቱ እትደልዩ እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ የካቲት 1, 2008 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ የካቲት 10, 2008 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ የካቲት 10, 2008 06:00 ከሰአት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2008 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ መቕረባይነት መለለይ ቑፅሪ ዘለዎ

3 ተጫረቲ ኣብ ዝመልኦ ዋጋ ናይ ሐደ ዋጋ ምስ ቫቱ ክገልፅ አለዎም

4 እዚ ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 1/6/2008 ክሳብ 10/6/2008 ዓ/ም ኮይኑ አብቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪልቶም አብ ዝተረኸበ ይኽፈት

5 ካብ መግለፂ ወፃኢ ዝኾነ ንብረት ተቐበልነት የብሉን

6 ኮሌጅና ዝሐሸ አማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብቑ ስልኪ 0344406088 /410465 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ