ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክሐትም ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሓምለ 20, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ሓምለ 22, 2012 04:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ሓምለ 22, 2012 05:00 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ሕጋዊ ንገዲ ፍቃድ በቲ ዘርፊ ዘለዎ

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን ዘለኩም

4 ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት ክቕርብ ዝክእል

5 ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኩምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኻንኩም እናገለፅና መወዳደሪኩም ሽም ፣ ኣድራሻ ፣ ናይ ትካልኩም ማህተም ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ  ክሳብ 22/11/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ክተቕርቡ ትክእሉ

6 እቲ ፕሮፎርማ ብዕለት 22/11/2012ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተዓፅዩ ሰዓት 5፡00 ይኽፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 65 70

መመለስ
የጨረታ ምድብ