2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲ ሓቂ ካብ በጀት ድጎማ ኣብያተ ትምህርቲ ብዝረኾቦ ገንዘብ ንቤተ ፈተነ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሕታት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ስለዚ መቕረብቲ ዝኾንኹም ስለዚ መቅረብቲ ዝኾንኹም ናይዚ ዘመን ግብሪ ዝኸፈልኩም ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተመዝገብቲ ቫት/ተርን ኦቨር ዝኮንኩም ኣካላት ክትወዳደሩ ንዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሓምለ 17, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ሓምለ 20, 2012 04:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ሓምለ 20, 2012 04:32 ጥዋት
  • ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/
  • Print
  • Pdf

1 ፕሮፎርማ  ዝወፀሉ ዕለት 15/11/2012ዓ/ም

2  ፕሮፎርማ  ዝዕፀወሉ ዕለት 20/11/2012ዓ/ም

3 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 20/11/2012 ሰዓት 4፡30 ይክፈት፡፡

መመለስ
የጨረታ ምድብ