ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ካብ 2011 እስካብ 2012ዓ/ም ናይ ክልተ ዓመት አጠቃላሊ ምርመራ ሒሳብ ዝግበር ናይ ደገ ኦዲተር ክተወዳደሩ ትደልዩ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተቀመጠ ረቃሕታት ተማልኡ ክትወዳደረ ንዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሓምለ 17, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ሓምለ 27, 2012 06:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ሓምለ 27, 2012 08:30 ከሰአት
  • ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/
  • Print
  • Pdf

1 ናይዚ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ኣብ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን

2 ብ SCCA ሰርቲፋይድ ዝኾኑ

3 ኣብ ሒሳብ ቦረድ በዓል ስልጣን ፍቃድ ስራሕ ከቕርብ ዝኽእል

4 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 16/11/2012ዓ/ም እስካብ 27/11/2012ዓ/ም ይከዉን

5 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 27/11/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት6፡00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መመራፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 251-034-440-03-36/40-69-68

መመለስ
የጨረታ ምድብ