ማሕበር ደቂ ኣንስዮ ትግራይ ናይ መኮና ስፔር ፓርት /ኣቅሑት/ ክተወዳድር ስለ ዝደለየት
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሓምለ 16, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ሓምለ 17, 2012 08:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:2%
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:20.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ሓምለ 17, 2012 09:30 ከሰአት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • Print
  • Pdf

1 ናይዚ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን

2 ናይ ጨረታ ሰነድ ብር 20 ክዕድግ ዝኽእል

3 ናይ ዘእትዎ ዋጋ 2% ብ ስፒኦ ክዕድግ ዝኽእል

4 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 07/11/2012ዓ/ም  እስካብ 17/11/2012ዓ/ም ይኸዉን

5 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 17/11/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8፡00 ኾይኑ ዝኽፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 17/11/2012ሰዓት 9፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለዉሉ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ዝኽፈት ይኸዉን

6 ቫት ተመዝገብቲ ዝኾኑ

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

መመለስ
የጨረታ ምድብ