ትካልና ሓርበል ንግድን ኢንድስትሪን ሓላ/ዝተ/ዉ/ኩባንያ ኣብ መቀለ ዓይደር ፋብሪካ ደስታ አረቂ ኣብ ዝነበረ ኣብ ዝርከብ ቢሮና እትርከብ ዘገልገለት መኪና ብዘላቶ ኩነታት ኣጫሪቱ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ኣካላት
  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሰነ 20, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰንበት ሰነ 28, 2012 08:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:10,000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰንበት ሰነ 28, 2012 09:00 ከሰአት
  • ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
  • Print
  • Pdf

1 ብኣካል መፂእኩም እታ መኪና ብምርኣይ ካብ ዕለት 19/10/2012ዓ/ም ክሳብ 28/10/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ድ/ቀትሪ ዋጋኹም ብዝተዓሸገ ፖስታ ኣብ ቢሮና ናብ ዝተዘጋጀወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ንክተቅርቡ እንትነፍልጥ

2  ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 28/10/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00ድ/ቀትሪ ይኸዉን

3 ትካልና ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ተ.ቁ

ዓይነት መኪና

ሞዴል

ኮድ ቁፅሪ

ሴሌዳ ቁፅሪ

ኣዉቶሞቢል

CSIASNAL

JMPSNCA2U002382

ትግ-03-06599

4 ኣብ ባንኪ ዝተዘጋጀወ 10000.00 ናይ ጨረታ መከበሪ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክአል

5 ናይ ስም መዘዋወሪ ክፍሊትን ካልኦት ወፃእታት ክሽፍን ዝኽእል

6 ናይዚ ጨረታ አሸናፊ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ሒሳብ ከፊሉ ከልዕል እንተዘይክኢሉ ብስፒኦ ዝተተሓዘ ገንዘብ ናብ ትካልና ኣታዊ ኮይኑ ድጋሜ ጨረታ ይወፅእ

ንተወሳኪ ሓበሬታ +251 34 440 28 05/ 034 559 07 03

መመለስ
የጨረታ ምድብ