ኣላማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ን 2013 በጀት ዓመት ንደቂሶም ዝሕከሙ ተሓከምቲ ምግቢ ግልጋሎት ዝዉዕል ጣፍን ጥረ ምረን ፣ ጤል ፣ ባኒ /ዳቦ/፣ በርበረን ቅመማ ቅመምን ፣ ናይ ምግቢ ዘይትን ፀባን ካልኦትን ንምግቢ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሸቀጥን ፣ እንቃቅሖ ፣ ኣትክልትን ፈረምረን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንመቅረብትን ንክትወዳደሩ ይዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሰነ 18, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ሓምለ 1, 2012 10:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: ኣላማጣ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ሓምለ 1, 2012 10:15 ከሰአት
  • ኣቅርቦት ምግቢ /
  • Print
  • Pdf

1 በቲ ዘፈር ናይ 2012 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ: ቫት ተመዝገብቲ: ቲን ነምበር: ናይ ዝተሐደሰ መቅረባይነት ሰርቲፌኬት

2 መክብሪ ጨረታ ሰነድ ንጣፍን ጥረምረን 5000 (ሓምሸተ ሽሕ )ብር ነቲ ካሊእ ዘርፊ 3000.00 ብባንኪ ዝረተጋገፀ CPO ወይ ጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝኽእል

3 ሰዓራይ ምካኑ ምስ ፈለጠ አብ ዉሽጢ 3+ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስርን ናይ ዝሰዓረሉ ጠቅላላ ዋጋ 10% ናይ ዉዕሊ መክበሪ ብባንኪ ዝተረጋገፀ CPO ከትሕዝ ከምዘለዎ

5 ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 17/10/2012 ዓ/ም ክሳብ 01/11/2012 ዓ/ም አብ ናይ ስራሕ ሰዓት ኣብ አላማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን 50 ብር ብምክፋል ይወስዱ

6 እቲ ጨረታ ዕለት 01/11/2012/ ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 10:00 ድሕሪ ቐትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 10:15 ድሕሪቐትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረኸብሉ አብ አላማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ይኽፈት

7 ካብቲ ዘሸነፍዎ በዝሒ ንብረት 20% ምዉሳክ ወይ ምቅናስ ይከኣል

8 ሆስፒታልና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ይኵን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

9 ንትወሳኪ ሐበሬታ ብ ስልኪ ቁፅሪ 03 47 74 02 51 ምሕታት ይክእሉ

መመለስ
የጨረታ ምድብ