ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቤት ፅ/ት ልምዓት እቶትብ ፋይናንስ ምምሕዳርን ወረዳ እንደርታ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፈልሲ መቕረብቲ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ / ፈልሲ ማንጎ ዘይተዳቀለ 1500፣ ፈልሲ አቨካዶ ዘይተዳቀለ 1500፣ ፈልሲ ኣራንሺ ዘይተዳቀለ 2000/
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሰነ 18, 2012 (ከ 3 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ሰነ 19, 2012 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ሰነ 19, 2012 04:30 ጥዋት
  • ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/
  • Print
  • Pdf

1 ተወዳደርቲ በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ናምበር

2 እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 16/10/2012ዓ/ም እስካብ 19/10/2012ዓ/ም ምዉሳድ ይካኣል

3 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 19/10/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅ/ቀትሪ ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ቅ/ሰዓት ይክፈት

4 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 04 03

መመለስ
የጨረታ ምድብ