ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ክራይ መኪና ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክረክብ ይደሊ ስለዚ ነዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሰነ 17, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ሓምለ 2, 2012 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:5000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ሓምለ 2, 2012 04:00 ጥዋት
  • መኪና ክራይ/
  • Print
  • Pdf

ተጫረቲ ከማልኡዎ ዝግባእ ረቃሕታት

1 ናይ ዘመኑ ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሰ ፣ መረጋገፂ መለለይ ቁፅሪ ከፋልነት ግብሪ ቲን ናምበር ዘለዎም ከምኡ እዉን ዝተሓደሰ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ወረቀት፣ ናይ መኪና ሊበረ ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን ናይ ወርሒ መጋቢት  2012ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ

3 መኸበሪ ጨረታ 5,000.00 ቅርሺ ብስፒኦ ወይ ብጥረገንዘብ  ከትሕዝ ዝክእል

4 ሰነድ ጨረታ ሓደ ዋናን ሓደ ቅዳሕን ፋይናንሻል ከልተ ሰነዳት ከምኡ እዉን ሰነድ ብዘተዓሸገ ፖስታ ኣብ ዝተደለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣብ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ቢሮ ቁሪ 42 ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ምእታዉ ይክእሉ

5 እቲ ጨረታ ካብ 17/10/2012ዓ/ም ጀሚሩ ን 15 ተካታተልቲ መዓልትታት ኣብ ኣየር ዝፀንሕ እንትኸዉን 02/11/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡00 ይክፈት

6 ሰዓራይ ትካል ብዝቀረበ ዝርዝር መዐቐኒ መሰረት ግልጋሎት ክራይ መኪና  ከቀርብ ኣለዎ

7ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዪ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 47 15

መመለስ
የጨረታ ምድብ