ትካልና ፍረ ስዉኣት ኢንዱስትሪ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ኦዲት ክግብር ስለ ዝደለየ ሕጋዊ ናይ ኦዲት ፍቓድ ንዘለዎም ዉልቀ ሰባት ይኹን ድርጅታት ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ካብዚ ንታሕቲ ብዝተቐመጠ ዝርዝር መሰረት መሊእኩም ንክተቅርቡ ነታሓሳስብ ( CPV,PCPV,JV SALE, INVOICE AND CRV ) በዝሒ 18
  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሰነ 13, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ሰነ 16, 2012 08:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ሰነ 16, 2012 08:30 ከሰአት
  • ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/
  • Print
  • Pdf

ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት ካብ 12/10/2012 ክሳብ ዕለት 16/10/2012ዓ/ም

1 ተጫረቲ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ትካልና ፈረ ስዉኣት ኢንድስትሪያል ካብ ፋይናንስ ቢሮ ቁፅሪ 2 ክትወስዱ ትክእሉ

2ተወዳዳሪ ዶክሜንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉን ቢድ ቦድን ብዝተዓሸገ ፖስታ ናይ ተጫራታይ ሽም ኣድራሻ ፌርማ ክህልዎ ይግባእ

3 ሰዓራይ ተባሂሉ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ድሕሪ 2ተ ናይ ቅሬታ መዓልቲ እቲ ንብረት ኣብ 3ተ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርትን ሰራሕታኛታትን ከልዕል ዝክእል

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 16/10/2012 ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ሰዓት ጨረታ ዝኽፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ምካኑ በዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

5 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለ እዩ  

ሓበሬታ ስልኪ-09 14 72 90 36 /09 14 11 07 19ደዊልኩም ሓበሬታ ክትረኽቡ ትክእሉ

መመለስ
የጨረታ ምድብ