ንኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ንቢሮ ግልጋሎት ሰርቪስ ዝዉዕላ መካይን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ክካረይ ይደሊ በዚ መሰረት ክትካረዩ ትደልዩ መቅረብቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሰነ 12, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ሰነ 29, 2012 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:20,000
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ሰነ 29, 2012 04:30 ጥዋት
  • መኪና ክራይ/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2012 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን መቕረባይነት ዘለኩም

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቲን ናምበር ዘቕርብ ፣ ቫት ዝተመዝገብኩምን ናይ ለካቲት ወርሒ ዲክለር ዝገበርኩምሉ መረዳእታ

3 ተጫረቲ በቲ ዝቐረበ ዝርዝር ስፔስፊኬሽን መሊኡ ከቕርብ ዝክእል

4 መቕረብቲ ካብ ዕለት 12/10/2012 ዓ/ም ክሳብ 26/10/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ሰነድ ዘይምለስ ብር 50.00 ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ምዉሳድን ኣብ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉን ትኽእሉ

5 መኸበሪ ጨረታ 20,000.00 ብር ብጥረ ገንዘብ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ብስፒኦ

6 ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት 29/10/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

7 ተጫረቲ እቲ ዘቅርብዎ ምስ ዋጋ ቫቱ ደሚሮም ኣብቲ ቤ/ፅሕፈትና ኣብ ዘዳለዎ ሰነድ ክመልኡ ኣለዎም

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ኣድራሻና ኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ህንፃ 1ይ ደብሪ ቁፅሪ 105 ከየዲ ስራሕ ዕደጋን ምም/ንብረትን

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 63 80 ኣብ ስራሕ ሰዓት ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ