ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ካብዙይ ንታሕቲ ብዝርዝር ዝተገለፂ ንብረት ማለት እዉን፣ ዘገልገሉ ናይ መኪና ጎማን ባትርን ፣ ናይ ቢሮ መገልገልቲ ኣቅሑ ፣ ናይ ትራክተር ማሕረሻታት ወዘተ ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሰነ 11, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ሰነ 19, 2012 08:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:5000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ሰነ 19, 2012 08:30 ከሰአት
  • ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
  • Print
  • Pdf

1 ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ኣብ ዘዳለዎ ሰነድ ፎርሚ ጥራሕ ዝምላእ ኾይኑ እቲ ሰነድ ካብ ዕለት 10/10/2012ዓ/ም እስካብ 19/10/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ሾይኑ ዕለት 19/10/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት

2 ናይ ጨረታ ሰነድ ብነፃ ካብ ቢሮ ቁፀሪ 16 ምዉሳድ ይከኣል

3 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መኸበሪ 5000 ብማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ሽም ዝተሰርሐ ሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ይግባእ

4 ተጫረቲ እቲ ንብረት ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ብኣካል ብምምፃእ ምርኣይ ይከኣል

5 እቲ ማእኸል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 40 80 29

መመለስ
የጨረታ ምድብ