ቤት ምኽሪ ንግዲን ዘርፊ ማሕበራትን መቐለ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ዝዉገዱ ናዉትታት ንሕጋዉያን ነጋዶ አወዳዲርና ብጨረታ ክንሸይጥ ስለዝደለና ቀፂሎም ዘለዉ ረቋሕታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሰነ 11, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ሰነ 18, 2012 08:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ሰነ 18, 2012 08:30 ከሰአት
  • ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
  • Print
  • Pdf

1 ተወዳደርቲ በቲ ዘርፉ ናይ 2012ዓ/ም ዝታሃደሰ ፍቓድ ንግዲ ዘለዎ ፣ መለለይ ቑፅሪ ከፋሊ ግብሪ /ቲን / ሰርተፊኬት ዘለዎ

2 ሰዓራይ ዝኮነ ተወዳዳራይ ሰዓራይነቱ ምስ ፈለጠ ኣብ ዉሽጢ ሰለስተ መዓልቲ እቲ ንብረት ካብ ማእኸል ኤግዚብሽን ጠቕሊሉ ክወስድ ዝኽእል

3 ተወዳደርቲ ዋጋ መሊኦም ዘምፅእዎ ፕሮፎርማ ማህተም፣ ፌርማን ሰልኪ ቑፅርን ክህልዎ ይግባእ

4 እቲ ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 10/10/2012 ክሳብ 18/10/2012ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡00 ንጉሆ ሰዓት 8፡30 ይክፈት

5 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ/ቁ 03 44 40 25 29 / 03 44 41 41 90 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ