ተቁ | ዓይነት ንብረት | በዝሒ | መዐቀኒ | ተጫራታይ ዝመልእዎ ናይ ሐደ ዋጋ |
1 | ሸልፍ | 3000 | ቁፅሪ | |
2 | ክችን ካብኔት ና ላቫላቶሪ | 1 | ቀፅሪ | |
3 | ባለጌ ወንበር | 3 | ቀፅሪ | |
4 | ጠረጰዛ በዓል 6 ተስሓቢ | 2 | ቀፅሪ | |
5 | ደረቅ ወንበር | 5 | ቀፅሪ | |
6 | ናይ ፋርማሲ ባንኮኒ | 2 | ቀፅሪ | |
- አብቲ ግልፂ ጨረታ ዝተጠቐሰ ሞዴል/ Specification/ መሰረት ብምግባር ንክትሳተፉ ይዕድም
- በቲ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ
- ባዕሉ ተጫራታይ አብ ዝወፀ እስፐስፊኬሽን ምዉሳክ ምቅናስ ምስራዝ አይከኣልን
- እዚ ግለፂ ጨረታ ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብዘለዎ ይኽፈት በቲ ዝተባሃለ እዋንን ቦታን እንድሕር ዘይተረኺቡ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብዘይለዉሉ ዝኽፈት ምኻኑ::
- ንሐደ ደኩመንተ ዘይምለሰ ብር 100 /ሐደ ምኢቲ/ ከፊሉ እቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤ/ ፅሕፈትና እቶት ኤጀንሲ ወረዳ ቆላ ተምቤን ክፍሊት ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ብምዉሳድ ዝቐረበሉ ዋጋ ብምምላእ እቲ ሰነድ ዝሽወጠሉ እዋን ካብ ዕለት 24/05 /2008 ዓ/ም ክሳብ 15/06/ 2008 ዓ/ም ኮይኑ ዋንኡን ኮፒኡነ ብሰምዒ ወይ ዝጠንከረ መጣበቂ ተዓሺጉ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ክልተ ኮፒ ሓደ ኦርጅናል ብምምፃእ ነዚተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳፁን ምእታዉ ይከኣል
- ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 15/06/ 2008 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ኮይኑ በዚ ዕለትሰዓት 8:45 ናይ ንጎሆ ይኽፈት መክፈቲ ቦታኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን::
- ተጫረትቲ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ መኽበሪ ጨረታ ዝኽዉን ብር 5000/ ሐሙሽተን ሽሕ ብር/ ብ CPO ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል ::
- እቲ ግለፂ ጨረታ ናይ በዓለ ዋና ማህተምን ፊርማን ክህልዎ አለዎ
- ተጫራታይ መፅዓንን መራገፍን ትራንፖርት ሓዊሱ ናብ ጣብያ ዓድሓ ፈልሲ ጣብያ ከብፅሕ ዝክእል
- እዚ ግልፂ ጨረታ ቤ/ፅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወእዩ
- እዚ ግልፂ ጨረታ እዚ ከም ሕጋዊ ዉዕሊ የገልግል
- ናይ 2008 ዓም ሙሉእ ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሰን
- ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ /ቲን ካርድ / ዘለዎን ናይ መቅረባይነት መረዳአታ ከቕርብ ዝኽእልን ቫተ ዝተመዝገበን እዋናዊ ዲክለረሽን መረዳአታ ከቕርብ ዝኽእል::
ንተወሳኺ ሓበሬታ ስ.ቁ 0344460052 / 0344460116
መመለስ