መቐለ ሆስፒታል ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ንምግዛእ ድሌት ዘለኩም ሕብረተሰብ ካብዚ ንታሕቲ ብዝተዘርዘረ ረቃሒ መሰረት ጨረታ ክትሳተፉ ንዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሰነ 10, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ሰነ 24, 2012 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:5000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:30.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ሰነ 24, 2012 09:00 ከሰአት
  • ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
  • Print
  • Pdf

1 ኣብቲ ጨረታ ንምስታፍ እትደሉ ሕብረተሰብ ካብ ዕለት 09/10/2012ዓ/ም ጀሚሩ ብር 30 እናከፈልኩም ክሳብ 24/10/2012ዓ/ም ክትወስዱ ትክእሉ

2 ተጫረቲ ኣብ ጨረታ ሰነድ ሙሉእ ሽምን ኣድራሻን ብሽምዒ ኣሺጎም ሆስፒታልና ኣብ ዘዳለዎ ሳንዱቕ ከእትዉ ኣለዎም ተጫረቲ ናብ ትካልና ብኣካል ብምቅራብ ናይቲ ንብረት ኩነታት ካብ ዕለት 22/10/2012ዓ/ም ክሳብ 23/10/2012ዓ/ም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ናብ ግብና ብምምፃእ ምርኣይ ይካኣል

3 ተጫረቲ ንጨረታ መኸበሪ ስፒኦ 5000 የትሕዙ

4 ጨረታ ሰዓርቲ በቲ ዝሰዓርዎ ዋጋ ኣብ ዉሽጢ 7ተ መዓልቲ ሒሳቦም ከፊሎም ንብሮቶም የልዕሉ

5 ጨረታ ዕለት 24/10/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ ሽዑ ንሽዑ ሰዓት 9፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

6 ሆስፒታልና ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 02 46

መመለስ
የጨረታ ምድብ