ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ደረቕ ፅዕነት /ሰሚንቶ ምጉዓዓዝ/ ናብ ወረዳ ሳ/ፃ/እምባ ከተማ ፈረወይኒ ብፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ክጋዓዕዝ ስለዝደሊ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሰነ 10, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ሰነ 12, 2012 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ሰነ 12, 2012 04:00 ጥዋት
  • ትራንስፖርት ግልጋሎት/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ፈቃድ ናይ 2012ዓ/ም መቕረባይነት ዘሐደሰ

2 ቲን ናምበር ዘለዎም

3 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 12/10/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ቅ/ሰዓት

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 12/10/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅ/ሰዓት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 12 09

መመለስ
የጨረታ ምድብ