ኢንስትዩቲት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ዝምልከቶኩም ሕጋዉያን ትካላት ንግዲ ዝኮንኩም ንክትወዳደሩ እናዓደምና ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 09 ምዉሳድ ትክእሉ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሰነ 9, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ሰነ 26, 2012 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ሰነ 26, 2012 04:30 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • Print
  • Pdf

1 ናይዚ ዘበን ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ፣ መለለይ ግብሪ መክፈሊማለት እዉን ቲን ናምበር፣

2 ቁፅሪን ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ወረቀት ምስክርን ናይ ወርሒ ሚያዝያ 2012ዓ/ም ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝርዝር ሒሳብ ዘወራረደሉ

3 ናይ መቅራባይነት ምዝገባ መለለይ መረዳእታ ቅዳሕ ምቅራብ የድሊ

4 ቢሮና 20ሚኢታዊ ናይ ምዉሳክ ወይ ናይ ምንካይ መሰሉ ሕሉዉ እዩ

5 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ንሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

6 እቲ ጨረታ ዝፀንሓሉ ካብ 10/10/2012ዓ/ም ክሳብ 26/10/2012ዓ/ም ረፋድ ሰዓት 4፡00 ተዓሺጉ በዚ ዕለት 4፡30 ሽዑ ንሽዑ ክርከቡ ዝደለዩ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 09 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 28 01/ 03 42 40 70 26

መመለስ
የጨረታ ምድብ