ኤጄንሲ ኤስታቲክስ ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘረ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ትካት ክትወዳደሩ ይዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሰነ 9, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ሰነ 11, 2012 09:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ሰነ 11, 2012 09:30 ከሰአት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • Print
  • Pdf

1 ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ፡ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ናምበር ከቅርቡ ዝክእሉ

2 እዚ ፕሮፎርማ ዝፀንሓሉ 09/10/2012ዓ/ም ክሳብ 11/10/2012 ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ ካብ ኤጄንሲ ስታቲስቲክስ ሰነድ መሊኡ ናብቲ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ካይዲ ስራሕ ዕደጋ እቲ ኤጄንሲ ኣታዊ ምስ ኮነ በቲ መወዳእታ ዝተጠቀሰ ዕለት 11/10/2012 ድ/ሰዓት 09፡00 ተዓፅዩ ተመሳሳሊ ዕለት 09፡30 ይክፈት

3 ኣብዚ ጨረታ ዘሸነፈ መቅረባይ ካብቲ ጠቅላላ ዘሸነፎ 10 ሚኢታዊ መኸበሪ ዉዕል ብኽትሓዝ ዉዕሊ ዝኣስርን ካብቲ ዉዕል ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ 15 ተካታታሊ መዓልቲ ኣጠቃሊሊ ዘቅርብ

4 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 42 40 32 54

መመለስ
የጨረታ ምድብ