ኤጄንሲ ልምዓት ደኣንት ምርግጋፅ ምግቢ ዉሕስና ከተማታት ክልል ትግራይ ናይ ፅሬት ሰራሕተኛ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ን 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሰነ 9, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ሰነ 11, 2012 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ሰነ 11, 2012 03:32 ጥዋት
  • ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/
  • Print
  • Pdf

1 በቲ ዘርፊ ናይቲ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣

2 ናይዚ ዘመን መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ከቅርብ ዝክእል፣

3 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 11/10/2012ዓ/ም ሰዓት 03፡30 ይክፈት

4 ኤጄንስና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ፕሮፎርማ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ብቁፅሪ ስልኪ 03 42 40 63 63 ምሕታት ይካኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ